EnglishJapaneseTagalogTigrinyaFrench
 

ኣብ ቦው ቫሊ -in the Bow Valley

ብዛዕባ ንስደተኛታት፣ ዝተጠለሉ ስደተኛታትን ህይወት ኣብ መንከባኸቢ ማእኸል ዘለዉ ግልጋሎታት ይመሃሩ።

  • ኣብ መንበሪኦም ዘድልዎም ከምኡውን ብዛዕባ ህይወት ኣብ ሃገረ ካናዳ ዝምልከት ዘለዎም ሕቶ መልሲ ንምርካብ ሓገዝ ይርከቡ።

  • ኣብ ኣብ ባንፍን ቦው ቫሊን ምስ ዝርከቡ ማሕበራዊ ምትእስሳር፣ ማሕበራዊ ኣገልግሎታት፣ ሓበሬታን ንጥፈታትን ብዝምልከት ርክብ ይሃልዎም።

  • ንናይ ጥርናፈ ቤተሰብ፣ ዜግነት፣ ትምህርትን ካልኦትን ሃገረ ካናዳ ዎርክሾፓት ይከታተሉ!

ናበይ ክኸዱ ይደልዩ:

ኣገልግሎት ዕርቂ፣ ከተማ ባንፍ፣ 110 ጐደና ቢር

Email: settlement.programmer@banff.ca

403.762.1144

 

community-background-1.jpg

ንሰራሕተኛታት ወፃኢ ዓዲ ይሓግዙ

  • ብዛዕባ ሕቶታት ስራሕን ሂወትን ኣብ ባንፍን ቦው ቫሊን ብዝምልከት ሓገዝ ይርከቡ

  • ቀዋሚ ነባሪ ሃገረ ካናዳ ንምዃን መመልከቻ ምእታውን ስራሕ ፍቓድ ሕድሳትን ።

ናበይ ክኸዱ ይደልዩ:

ደገፍ ሰራሕተኛ ወጻኢ፣ ኣዳራሽ ከተማ ባንፍ፣ 110 ጐደና ቢር

Email: tfw@banff.ca

403.763.1700

 

 
 

ናይ ነጻ ኣብ ዝኾነ እዋን ክትሳተፍሉ እትኽእሉ ስፖርት፡ መዘናግዒ ከምኡ’ውን ካልእን

ኩሎም ነበርቲ ባንፍ ነፃ ግልጋሎት ስፖርትን ምዝንጋዕን ክወስዱ ይኽእሉ እዮም።

  • ነፃ ንጥፈታት ከም ዮጋ፣ ፒሌት፣ ኩዕሶ፣ ፒክልኩዕሶን ካልኦትን ዝበሉ የጠቓልል።

  • ዝተወሰኑ ስፖርትታት ጥራሕ ይርከቡ።

  • ቅድመ- ምዝገባ ኣድላዪ እዩ።

  • ልዕሊ 18 ዓመትን ልዕሊኡን ዝኾኑ ነበርቲ ክፍሊት ምሕደራ ዓመታዊ $10 ክኸፍሉ ኣለዎም።

ናበይ ክኸዱ ይደልዩ:

ከተማ ባንፍ

ኣብ ዝኾነ እዋን ክትሳተፍሉ እትኽእሉ ናይ ነጻ ስፖርትን መዘናግዒ ፕሮግራማትን

 

Bow Valley Kidsport

  • Get help paying your child’s registration fees for sports.

  • Grants of up to $500 per child, per year for children under the age of 18.

1-888-227-2512 (Toll Free)


 
 

ናይ ምዝንጋዕ ፕሮግራማትን ትምህርታትን

ትምህርቲታት ምክትታል፣ ኣብ ስፖርታውን ፕሮግራማት መዘናግዕትን ካብ ዮጋ ምስታፍ፣ ቀዳማይ ብርኪ ሓገዝን ኣብ ደገ ዝካየዱ ምዝንናያትከካይዱ ይኽእሉ እዮም።

  • ንኩሎም ዕድመታት ዝኸውን ትምህርቲን ስራሕቲን

  • ሓደ ሓደ ፕሮግራማት ነፃ እዮም።

  • መሳርሕታት ፣ ቴንስ፣ ኩዕሶ ቅርጫት፣ ኩዕሶ እግሪ፣ ባድሚንቶን፣ ክሮኬት ካልኦትን ብነፃ ክነለቀሖም ንኽእል ኢና።

ናበይ ክኸዱ ይደልዩ:

ከተማ ባንፍ፣ 110 ጐደና ቢር

403.762.1251

ካናዳዊ ቦው ቫሊ ታየር ጃምፕስታርት

  • ጃምፕስታርት ፕሮግራም ዝተሓተ ኣታዊ ካብ ዘለዎም ዝተወለዱ ህፃናት ኣብ ዝካየድ ዝተወደበ ስፖርትን መዘናግዕን ንኽሳተፉ ዕድል ይህብ።

  • እቲ ፕሮግራም ወፃእታት መመዝገቢ፣ መሳርሒን መጓዓዝያን ይሽፍን።

  • ናይ ህፃናት መዘናግዒ ክሳብ $250 ይወሃቦም።

ቅጥዒ መመልከቲ ኣብ:

 

 

ንጥፈታት ቤተሰብ

ባንፍ ቤትሰባዊን- መሓዛዊትን ከተማ እያ .

  • ምትእስሳር ሃፍቲ ቤተሰብ ንወለዲን ክንክን ገበርቲን ሓገዝ ይህብ።

  • Lኣብ ቤተሰብ መተሓሓዚ መፃወቲ ክፍቲ ቦታ ንቤተሰቦምን ካብ 0-5 ዓመት ዝርከቡ ደቆምን ነፃ ውህብቶ

ናበይ ክኸዱ ይደልዩ:

መራኸቢ ብዙሓን ስድራ ቤት፣ 101 ጐደና ቢር

403.762.1251

 
 

 
 

ቋንቋ፣ ስነ-ፅሑፍን ትምህርቲን

 

ኢንግሊዘኛ ክንመሃረሉ ንኽእለሉ ዝተፈላለዩ መንገዲታት ኣለዉ፣

  • ኣብ መስመር፣ ገዛ ወይ ቤት ትምህርቲ ንኸፅንዑ ክመርፁ ይኽእሉ እዮም።

  • ፕሮግራማት ናፃ ወይ ዝተሓተ ክፍሊት ጥራሕ ኣለዎም።

ንዝኾነ ሰብ ዝወሃብ ፕሮግራማት ትምህርቲ

  • ኣብ ዕለታዊ ህይወቶምን ስራሕቶምን ክሕግዝዎም ዝኽእሉ ክእለታት ምንባብን ምፃሓፍን (ምምሃር)፣ ክእለታት ኮምፒተርን ብቅዓታት ፀገም ምፍታሕ

  • ናፃን ዝተሓተ መጠን ዋጋ ዘለዎም ፕሮግራማት ከምእዉን ንመናእሰይ ሓገዝቲ ትምህርቲ

  • ባንፍ ኣቕርቦት ወይ ካንሞር ዋጋ ዘለዎ ኣገልግሎት ዝሓዘ ካርድ ሒዞም 50% ቅናሽ ይርከቡ።

ናበይ ክኸዱ ይደልዩ:

ቤት ምኽሪ ትምህርቲ ቦው ቫሊ

403.762.8114

 

 

ርስሓትን ዳግም ኣብ ረብሓ ምውዓልን

 

ናይ እንስሳት ዘገዳም ርስሓትን ዳግም ኣብ ስራሕ መውዐሊ ኣብ ኩሎም ከባቢታት ዝርከቡ እንትኾኑ ኣብዚ ቦታ ርስሓት/ጓሓፍ ከቐምጡ ይኽእሉ እዮም።

  • ባዶ ርስሓት ዝብል ሽቶታት 2042/3 ባንፍ ንምስኻዕ ብዝተኻእለ መጠን ርስሓት የወግዱ፣ ዳግም ኣብ ረብሓ የውዕሉ ከምእዉን ኩሎም ዝፍቀዱ መሳርሒታት ይጠቕልሉ።

  • ዓርሶም ዝኸኣሉ ናይ ምግቢ ተረፍ መረፍ፣ ወረቐት፣ መስትያትን ርስሓትን ይርከብዎም።

  • ርስሓት/ጓሓፍ እንስሳት ዝስሕቡ እንትኾኑ ርስሓት ወይ ነፃ ክኸውን ዘለዎ ሪቻይክሊንግ ቢን እንተሪኦም ወይ ኣብቲ ከባቢ ርስሓት እንተሃልዮም ናብ መስመር ህፁፅ ሓገዝ ከተማ ባንፍ፣ 403.762.1240 ይደውሉ። ኣብ መስመር ዝርክቡ ወሃብቲ ግልጋሎት ንምርካብ ድሕሪ ሰዓታት፣ 2 ይፅቀጡ

ናበይ ክኸዱ ይደልዩ:

ቢን ዝርከበሉ ቦታ ይደለዩ ከምኡውን ናይ ገዛ ርስሓት ብኸመይ ምፍላይ ከምዝከኣል ይረድኡ

 

 

ምስቲ ማሕበረሰብ ይተእሳሰሩ

 

ኣብ ባንፍ እንታይ ይካየድ ከምዘሎ ይፍለጡ። ሓደሽቲ ሰባት ብምርካብ ኣብቲ ማሕበረሰብ ይሳተፉ።

ናበይ ክኸዱ ይደልዩ:

ማሕበርሰብ ባንፍ ቀለንተን ማሕበርሰብ ባንፍ ኣብ ፍፃመታት፣ ክፍልታት፣ ዎርክሾፓት፣ ንጥፈታት ስፖርትን ህዝባዊ ኣኼባታትን ካልኦትን ዝርዝር ኣለዎ።

ኣብ ባንፍ ዝርከቡ ዝተፈላለዩ ዕድላት ወለንታዊነት ብምዕዛብ፣ ሓደሽቲ ሰባት ብምርካብን ኣፈላላይን ይፍጠሩ።

ዳይሬክተር ሃፍቲ ማሕብረሰብ ብዛዕባ ኩሎም ግልጋሎታት፣ ድርጂታትን ጉጅለታትን ባንፍ ሓበሬታ ኣለዎ።

 
 

 

ዳግም ኣብ ረብሓ መውዐሊ ማእኸል

 

ኣብ ዳግም ኣብ ረብሓ መውዐሊ ማእኸል ዝደልዩዎ ነገር ይኣልሹ። ክጥቀምሎም ንዝደልዩ ሰባት ዝተፈላለዩ ናፃ ናይ ገዛ ኣቑሑት ኣለዉ።

  • ኣቑሑታት ከም መፃሕፍቲ፣ መፃወቲ ቶይስ፣አፕሆልስተር ዘይኮኑ ኣቑሑታት ፈርኒቸር፣ሻሕነታት፣ ኣናእሽተይ ኣፕሊያንስን ደጋዊ ክፋል ማዕጾን ዝበሉ ይርከብዎም።

  • ብተወሳኺ እውን ክጥቀምሎም ዘይድልዩ ኣቑሑታት ክድርብይዎም ይኽእሉ እዮም።

ናበይ ክኸዱ ይደልዩ:

ናብ ማእኸል ርስሓት/ጓሓፍ መወገዲ ቦታ ከተማ ባንፍ፣
160 መንገዲ ሃውክ፣ ኣብ ኣውራጃ ኢንዱስትሪ

ዳግም ኣብ ረብሓ ክውዕሉ ዝኽእሉ ርስሓት ንምውጋድ ነፃ ትራንስፖርት ኣሎ እዩ።

  • እዞም ኣቑሑት ገዘፍቲ ኣፒሊያንስ፣ ፈርኒቸር፣ ጎማታት፣ ርስሓት ያርድን ክዳናትን እዮም።

  • ነፃ ናይ ጉሓፍ ምልዓል ኣብ መስመር ንምጥቃም መደብ ይሓዙ።

  • ብድሕሪ እቲ ርስሓት ዝኾነ ነገር ከይገድፉ ከምኡውን ኣብ ከባቢኦም ዝርከብ ሪሳይክል ቢን